መትከል-ቴክ፤ ኣብ ብሉፅ ቴክኖሎጂ ዘማእዘነ፣ ኣብ ልዑል ተወሳኺ ዕሴት ዝተደረኸን ኵለመደያዊ ስትራቴጂያዊ ረብሓታት ዝፈጥር ትካል ኰይኑ፤ ብምዕባለ ልዑል-ቴክኖሎጂ ሱር-በቈስ ለውጢ ንምምፃእን ካብቲ ዓውዲ ህዝብና ብሳየንስን ቴክኖሎጅን ዝበሃግ ብርኪ ንኽበፅሕን ዕላማ ሰኒቑ ዝተመስረተ ትካል ምርምርን ምዕባለን ልዑል-ቴክኖሎጂ እዩ።   

ራእይ
ዓቕሚ ልዑል-ቴክኖሎጂ ዝወነነ፣ ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ዕዳጋ ሰፊሕ ክፋል ዝሸፈነ፣ ኣብ ህንፀት ማሕበረ-ቁጠባዊ ርእሰ-ማል ርኡይ እጃም ዝፃወት ትካል ኰይኑ ምርኣይ

ራእይ
ዓቕሚ ልዑል-ቴክኖሎጂ ዝወነነ፣ ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ዕዳጋ ሰፊሕ ክፋል ዝሸፈነ፣ ኣብ ህንፀት ማሕበረ-ቁጠባዊ ርእሰ-ማል ርኡይ እጃም ዝፃወት ትካል ኰይኑ ምርኣይ

ልእኽቶ
ውፅኢታውን መኽሰባይን ፍርያት ልዑል-ቴክኖሎጂ ምህናፅ

ልእኽቶ
ውፅኢታውን መኽሰባይን ፍርያት ልዑል-ቴክኖሎጂ ምህናፅ

ቀንዲ ዕላማ
ናብራ-ህይወት ዘመሓይሹ ቴክኖሎጂታት ምብልሓት
ቀንዲ ዕላማ
ናብራ-ህይወት ዘመሓይሹ ቴክኖሎጂታት ምብልሓት

ቴክኖሎጂታት ተሓዳሲ ፀዓት

ፍርያት

ምዕቡል ቴክኖሎጂታት ሕርሻ

ረቂቕ-ንዋት ትካላት

ፍታሕ

ኣገልግሎት

ቴክኖሎጂታት ተሓዳሲ ፀዓት

ፍርያት

ምዕቡል ቴክኖሎጂታት ሕርሻ

ረቂቕ-ንዋት ትካላት

ፍታሕ

ኣገልግሎት

ፍርያት

ቴክኖሎጂታት ተሓዳሲ ፀዓት

ምዕቡል ቴክኖሎጂታት ሕርሻ

ረቂቕ-ንዋት ትካላት

ፍታሕ
ኣገልግሎት

መፃምድቲ

Slide
previous arrowprevious arrow
next arrownext arrow

መፃምድቲ
Slide
previous arrowprevious arrow
next arrownext arrow

መራኸቢ ኣድራሻ

ቅጥዒ መራኽቦ

ቦታ-ሕበራ

መራኸቢ ኣድራሻ

ቅጥዒ መራኽቦ

ቦታ-ሕበራ

መራኸቢ ኣድራሻ

ቅጥዒ መራኽቦ

ቦታ-ሕበራ